T grand pharmacy

T grand pharmacy Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from T grand pharmacy, Medical and health, adigdom, Adi Gudem.

ሕክምና ዓለም ዝቀየረ ሓዱሽ ፈውሲ ፀረ ኤች ኣይ ቪ ን 6 ወርሒ ሓደ ግዘ ጥራሕ ተወጊእኻ ቁፅሪ ቫይረስ ብምቅያር ኣካላዊ ጥዕናኻን ናይ ምክልኻል ብቅዓትኻን ክብ ዘብል ዓብዪ ምህዞ ኣብ ዕዳጋ...
28/10/2025

ሕክምና ዓለም ዝቀየረ ሓዱሽ ፈውሲ ፀረ ኤች ኣይ ቪ ን 6 ወርሒ ሓደ ግዘ ጥራሕ ተወጊእኻ ቁፅሪ ቫይረስ ብምቅያር ኣካላዊ ጥዕናኻን ናይ ምክልኻል ብቅዓትኻን ክብ ዘብል ዓብዪ ምህዞ ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ ኣሎ ።

28/10/2025
16/01/2025

ደም ንምንታይ ቀይሕ ሕብሪ ኾይኑ ?

ደም እንብሎ
ብሓፈሻ ዘሎ ፈሳሲ ፕላዝማ እንትብሃል ኣብ ውሽጡ ድማ 3 ዋህዮታት ኣለዎ ።
1 ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም
2 ፃዕዳ ዋህዮ ደም
3 ፕላትሌት ይብሃሉ ።
ስለዚ ናይዚ ቀይሕ ሕብሪ ምኽንያት ዝኸውን እዚ ከምስሙ ቀይሕ ዋህዮ ደም እንብሎ እዩ ።

ቀይሕ ዋህዮ ደም ኣብ ውሽጡ ሄሞግሎቢን ዝብሃል ፕሮቲናዊ ንጥረ ነገር ኣሎ ።
እዚ ንጥረ ነገር ምስ ኦክስጅን እንትጣመር ቀይሕ ሕብሪ ክፍጠር ይገብር ።

ንኣብነት ከምን ሳሬት ጠበቅ ወዘተ እንተርኢና ቀይሕ ደም የብሎምን እዚምንታይ ? ምኽንያቱ ሄሞግሎቢን ስለ ዘይብሎም እዩ ፤ ኣብ ክንዲ ሄሞግሎቢን ድማ ሄሞሳዮኒን ዝብሃል ፕሮቲናዊ ንጥረ ነገር እዩ ዘለዎም ።

Address

Adigdom
Adi Gudem

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when T grand pharmacy posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share