ፍሉይ ሕክምና ስኒ ኣሃዱ Ahadu Dental specialty clinic

  • Home
  • Ethiopia
  • Aksum
  • ፍሉይ ሕክምና ስኒ ኣሃዱ Ahadu Dental specialty clinic

ፍሉይ ሕክምና ስኒ ኣሃዱ Ahadu Dental specialty clinic ኣድራሻና||ከተማ ኣኽሱምፊትንፊት ዋና ጨንፈር ኢ/ንግድ ባንክ ታሕተዋይ በሪ
ስልኪ ቑፅሪ||0914440487/ብ ዶ/ር ገ/ሂወት ገ/ፃድቃን
(1)

24/04/2026

ክብሪ ንሓካይም ስኒ!

እተድንቕዎም ናይ ሓካይም ስኒ ኣብ ኮመንት ፅሓፉ። እንተተኽኢሉ ምስ ስእሎም።

12/03/2026

ስንና ንምንታይ ንሕፀብ?
አብ አፍና ብበዝሖምን ብዓይነቶምን ቡዝሓት ባክተርያታት አለዉ።እዞም አብ አፍና ዝርከቡ ባክተርያታት ናይ ባዕሎም ናይ ስራሕ ግደ አለዎም።ነገር ግን ንፅህና አፍናን አስናናን ዘይንሕሉ እንተኾይና ካብ መጠን ንዓቀብ ቁፅሪ እዞም ባክተርያታት ምህላው ጠንቂ ጥዕናና እዮም።
ከምፅኡልና ዝኽእሉ ጉድአታት ብዋናነት
መጉዳእቲ ግርፃን
መጉዳእቲ ሓቋፊ አስናን
ዘየተደለየ ጨና አፍ
ምቡርባር ስኒ
ስለዚ ካብዞም ዝተገለፁ ጉድአት ንምድሓን
አብ መዓልቲ ብውሕዱ 2 ግዜ ብምቡራሽ ፅሬት አፍናን አስናናን ምሕላው።
አብ ዓመት ብውሕዱ 2 ግዜ ክትትል ጥዕና አፍናን አስናናን ምግባር።
ዶ/ር ገብረሂወት ገብረፃድቃን
0914440487

21/02/2026
25/11/2025
ዕዮታትና
17/10/2025

ዕዮታትና

ስራሕትና
27/08/2025

ስራሕትና

አገልግሎትና
16/08/2025

አገልግሎትና

Address

ከተማ ኣኽሱም ዋና ጨንፈር ኢ/ንግድ ባንክ ፊትንፊት ታሕተዋይ በሪ
Aksum

Telephone

+251914440487

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ፍሉይ ሕክምና ስኒ ኣሃዱ Ahadu Dental specialty clinic posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share