Shewit Atnafu

  • Home
  • Shewit Atnafu
Call Contact the business

Shewit Atnafu i am getting old

ተላመዶ ማንጁሰይ ኣዮኻ። ኣያታትካ ከምኣ እዮም ሓሊፈሞ😥😢
31/05/2026

ተላመዶ ማንጁሰይ ኣዮኻ። ኣያታትካ ከምኣ እዮም ሓሊፈሞ😥😢

ናይ ሪቻርሊሰን ናይ ሕስድና ቅኔ ምዃና ድያ? ኣርሱ ምስተሸነፈት
31/05/2026

ናይ ሪቻርሊሰን ናይ ሕስድና ቅኔ ምዃና ድያ? ኣርሱ ምስተሸነፈት

20/04/2026
ኣቤቱ ይህ ነገርስ  የጋርዴዮላ ጭካኔ ይሆን?
20/04/2026

ኣቤቱ ይህ ነገርስ የጋርዴዮላ ጭካኔ ይሆን?

Arteta, please explain. How am I supposed to enjoy this mandazi when I’m grieving 3 points? 😩😭

20/04/2026

Social,Ethical and Moral building Early@ Home.
What the parents do
What the community do
What the religious leaders do
What the gov'ts do
What the social influencers do

20/04/2026

"ጋርዲዮላ ካብ ልቢ እዩ ጨካን" #ባራኺወዲኣሌ ።
"አርቴታ ካብ ልቢ እዩ ቦጭቧጭ"

ንሕማም ራቢስ ብዝልዓለ ተቓላዒ ዝኾን1. ቆልዑትን ኣባፅሕን 2. ኣብ ገጠር ምንባር3. ምስ ከልቢ ልዑል ቅርርብ ዘለዎ ሰብ።መልእኽቲ :- ኩላትና በቢከባቢና ንዝርከቡ ማሕበረሰብና ብዝረኽብናዮ...
05/03/2026

ንሕማም ራቢስ ብዝልዓለ ተቓላዒ ዝኾን
1. ቆልዑትን ኣባፅሕን
2. ኣብ ገጠር ምንባር
3. ምስ ከልቢ ልዑል ቅርርብ ዘለዎ ሰብ።
መልእኽቲ :- ኩላትና በቢከባቢና ንዝርከቡ ማሕበረሰብና ብዝረኽብናዮ ዕድል ራቢስ ሸለል ዘይብሃል ቀታሊ ብምዃኑ ኣኽላቦም ከኽትቡ ከምዘለዎም ግንዛበ አብ ምፍጣር ሸለል ከይንብል::
"ኣብ ገዛና ዝርከቡ ኣኽላባት ብምኽታብ ስግኣት ራቢስ ምቕናስ"

1.ራቢስ (ሕማም ዕቡድ ከልቢ) ከመሓላልፉልና ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት እንስሳታት ዋላ እንተሃለው ዝልዓለ ብፅሒት ዘለዎ ግን ከልቢ እዩ። 2.ኩነታት ጥዕናኡ ዘይንፈልጦ ከልቢ እንድሕር ነኪስ...
05/03/2026

1.ራቢስ (ሕማም ዕቡድ ከልቢ) ከመሓላልፉልና ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት እንስሳታት ዋላ እንተሃለው ዝልዓለ ብፅሒት ዘለዎ ግን ከልቢ እዩ።
2.ኩነታት ጥዕናኡ ዘይንፈልጦ ከልቢ እንድሕር ነኪስና ??
ቀልጢፍና ብማይን ብሳሙናን ን15ደቒቓ ምሕፃብን ናብ ጥዕና ትካል ከይድካ ምምኻር
3. ብዕቡድ ከልቢ ዝተነኸሰ ሰብ ምልክታት ክሳብ ዘይጀመሮ ቫሲን ክወስድ ይኽእል እዩ ግን አብ ውሽጢ 24ሰዓት እንትውስድ ዝልዓለ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ይህልዎ። ግዘ ብዝወሰኸ ልክዕ ምክልኻል ዓቕሙ ይቕንስ።
4. ክሳብ ሕዚ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ከም ዝመሓላለፍ ዘጋጠመ ጭብጢ ዋላ ኣይሃልው እምበር ምልክታት እቲ ሕማም ምስ ዘለዎ ሰብ ዘለና ምንኽኻእ ክንቁጠብ ይግባእ
5. ድሕሪ ንክሲት ወይ ምልካፍ ምልክታት ዝርኣየሉ 75% ካብ 20-90 መዓልቲ እንትርአ 20%ካብ 90መዓልቲ -1ዓመት 5%ድማ ልዕሊ 1ዓመት ክወስድ ይኽእል። ምልክታት ዝጀመሮ ሰብ ናይ ምትራፍ ዕድል የብሉን። ቅድሚ ምልክታት ምጅማሩ ተኸቲብካ ሂወት ምድሓን ይክኣል እዩ።

19/02/2026

ቀትርን ለይትን ንመን ትናፍቑ?

Address

Tigray

Telephone

+251919013776

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Shewit Atnafu posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Shewit Atnafu:

Shortcuts

  • Want your business to be the top-listed health & beauty business?

Share