26/08/2026
ሓደ ካብቶም ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት
"ግልጋሎት ክንክን ንሕሙማት/ንኣረጋውያን ኣብ ገዛ ንክንደይ ሰዓታት ክትህቡ ትኽእሉ ?" ዝብል እዩ።
እቲ መልሲ ኣብቲ ናይቲ ዝፈትውዎ ሰብ ፍሉይ ድሌት ዘተኮረ እዩ።
💚 ኣብ Unique Home Care፣ ክልተ ናይ ክንክን ጉዕዞታት ሓደ ዓይነት ከምዘይኮኑ ነስተውዕል ኢና። ስለዚ ኢና ናይ ነፍሲ ወከፍ ተገልጋሊ ናይ ኣነባብራ style፣ ኣማራፅታትን ዝደልዮ ደገፍን መሰረት ዝገበረ ብፍሉይ ዝተዳለወ ናይ ክንክን መደብ ከም ዝስዕብ ኣዳሊና ንሰርሕ።
ርህሩሃት ኣለይቲ ሕሙማትና/ኣረጋውያን
✅ናይ ውሑዳት ሰዓታት ክንክን (Hourly Care)
✅ናይ ፍርቂ መዓልቲ ክንክን (Part-Time Care)
✅ምሉእ መዓልቲ ክንክን (Full-Day Care)
✅ናይ ለይቲ ክንክን (Overnight Care)
✅24 ሰዓት ክንክን (24/7 Live-in / Continuous Care)
ኣብ ዘድልየሉ እዋን ወግሐ ፀብሐ ብሉፅ ክንክን ንምሃብ ድሉዋት እዮም። ምኽንያቱ ነፍሲ ወከፍ ስድራቤት ምስ ህይወቱ ዝሰማማዕ ክንክን ፣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ፀጋ ዕድመ ዝደለይዎ ደገፍ ስለ ዝገብኦ።
📍 መቐለ
ድልድል ደብረ ዳሞ (ትራፊክ መብራህቲ)
( ካብ ኣብርሃ ካስትል ናብ ሓወልቲ ዝወስድ ኣሰፓልት) ንርከብ።
📞 +25199 9688 1260 /+2519 77 82 43 30
🌐 www.Uniqueathome.com