Wellness Watch - ትግርኛ

Wellness Watch - ትግርኛ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Wellness Watch - ትግርኛ, Medical and health, Tigray, Mekelle.

ጥዕናኣዊ ሓበሬታታት-ትምህርታዊ፥ናይ ስራሕ ምልክታታትን ጥዕና ትካላት ዘውፅእዎም ጨረታታት ሓበሬታ ይህብ ::
A trusted provider of comprehensive health and wellness solutions, offering evidence-based health promotion programs, Job announcements and notice of bid in the Health care industries

01/09/2026


ስለ ወላድ O+ ደም ዝኾነት ኣደ ኣብ ሕርሲ ደም ስለ ዘድለያ ክትልግሱ ፍቓደኛታት ዝኾንኩም ተሓባበሩ። ሆስፒታል ስሑል ሽረ!

01/09/2026

ብስዲ ፆታዊ ርክብን በላሕቲ ነገራትን ዝመሓላለፍ ቫይረስ ፡ ካብ HIV ብተወሳኺ ንመን ትፈልጡ ? ዝርዝር ሓበሬታ Link 👇 ኣብ comment

01/09/2026

01/09/2026

ካብ ኤችኣይቪ 50 ክሳብ100 ዕፅፊ ዝያዳ ናይ ምትሕልላፍ ተኽእሎ ዘለዎ ፡ ብፆታዊ ርክብን በላሕቲ ነገራትን ዝመሓላለፍ ተላባዒ ቫይረስ ከምዘሎ ትፈልጡ 'ዶ ? ዝርዝር ሓበሬታ Link 👇 ኣብ comment

ሓደ ናይ ውልቀ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዘውጽኦ ናይ ስራሕ ምልክታ እናርኣኹ ነይረ ፡፡ ንልዕሊ 35 ሰባት ብቀዋሚነት ዕድል ስራሕ ሒዙ ዝመጸ ምዃኑ ደስ ኢሉኒ እዩ ፡፡ ካብቲ ዝወጸ...
01/09/2026

ሓደ ናይ ውልቀ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ዘውጽኦ ናይ ስራሕ ምልክታ እናርኣኹ ነይረ ፡፡ ንልዕሊ 35 ሰባት ብቀዋሚነት ዕድል ስራሕ ሒዙ ዝመጸ ምዃኑ ደስ ኢሉኒ እዩ ፡፡ ካብቲ ዝወጸ ምልክታታ እቲ ሓደ ግን ኣብ ትካላት ጥዕና ዘይተለመደን ሓዱሽን ኮይኑኒ - እቲ ምልክታ ብዛዕባ " Hotel & Tourism Management ​Qualification: Degree/Diploma in Hotel & Tourism Management / Hospitality ​Experience: 2+ years ​Vacancies: 5 " እዩ ዝብል … እዚ ስራሕ መደብ ኣብ ትካላት ጥዕና ኣድላይነቱን ዝህልዎ ኣወንታዊ ውጽኢትን እንታይ ክኾን ይኽእል ?

ካልኦት ናይ ውልቀ ትካላት ጥዕና ካብዚ እንታይ ክመሃራ ይኽእላ ?

ሪኢቶኹም ጽሓፉልና ፡፡

01/09/2026

ምልክታ ስራሕ ፡ ንሰብ ሞያ ጥዕና በዝሒ 35 ካልኦት ሞያታትን ፡ኣብ ኣዲስ-ኣበባ Link 👇 ኣብ comment

" ‎ናብ ኩሉ ክበፅሕ ሼር ንግበር‎==========‎ኣብርሃ ሃፍቱ ይበሃል ኣብ መቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ብሞያ Midwifery Expert እናሰርሐ ዝነበረን ዘሎን ብቁዕ በዓል ሞያ እዩ...
01/09/2026

" ‎ናብ ኩሉ ክበፅሕ ሼር ንግበር
‎==========
‎ኣብርሃ ሃፍቱ ይበሃል ኣብ መቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ብሞያ Midwifery Expert እናሰርሐ ዝነበረን ዘሎን ብቁዕ በዓል ሞያ እዩ። ኣብርሃ ብጣዕሚ በሊሕን ቅኑዕን ብዓል ሞያ ጥዕና እዩ መቸም ሰብ እዩ ንሱ ብሞይኡ ምስ ፈጣሪ ኮይኑ ክንደይ ሰብ ካብ ስቃይን መከራን ዝፈወሰን እዩ'ሞ ሎሚ ግን ንባዕሉ ብዘጋጠሞ ሃንደብታዊ ሕማም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተሓኪሙ ክድሕን ከምዘይኽእልን ናብ ወፃኢ ዓዲ ከይዱ ብህፁፅ ክሕከም ከምዘለዎ ብሰብ ሞያ ሓካይም ስለ ዝተነገሮ ኩሉ ዝከኣሎ ንክሕግዞ ሓውኩም ኣብርሃ ሃፍቱ ፃውዒቱ የቕርብ ኣሎ።

‎ሼር እውን ሓገዝ እዩ ንዘይሰምዑ ኣባፅሑ ።
‎ኣካውንት ቁፅሪ ድማ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ
‎1000096706956 ኣብርሃ ሃፍቱ ኣለሙ "

01/09/2026

ምልክታ ስራሕ ፡ ንሰብ ሞያ ጥዕና በዝሒ 40 ካልኦት ሞያታትን ፡ኣብ ዩኒቨርሲቲ Link 👇 ኣብ comment

Public Alert Notice on a Suspected Counterfeit Products Mimicking Forxiga® (Dapagliflozin) as obtained from the National...
31/08/2026

Public Alert Notice on a Suspected Counterfeit Products Mimicking Forxiga® (Dapagliflozin) as obtained from the National Agency for Food and Drug Administration and Control (NAFDAC) of Nigeria.

011/2026

Address

Tigray
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Wellness Watch - ትግርኛ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share