ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን Cpd ስልጠና ማእኸልን ጥዕና

  • Home
  • Ethiopia
  • Mekelle
  • ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን Cpd ስልጠና ማእኸልን ጥዕና

ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን Cpd ስልጠና ማእኸልን ጥዕና ሕክምና ግልጋሎት ገዛንገዛ ምስ ሙሉእ ናይ ሕክምና መገልገሊ መሳርሒ/Home based care,Training center,Medical tourism 🚙🚑🚚,Free consultation with Doctor 👨‍⚕️👩‍⚕️.

phone number 🤳:+251914396370
🤳:+251914754590

16/08/2026

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Lilay James Kingston, Assefa Nugusse, ወዲ ቀሺ

ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ! ተወሳኺ ሓበሬታን ምዝገባን ንምርካብ ናብዚ ቴሌግራም ግሩፕና ይእተዉ 👉 https://t.me/hwyet12
15/08/2026

ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ! ተወሳኺ ሓበሬታን ምዝገባን ንምርካብ ናብዚ ቴሌግራም ግሩፕና ይእተዉ 👉 https://t.me/hwyet12

‎📣 ምልክታ ን ኩሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ!
‎እዚ ዕድል ንኹሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ ዝተዳለወ ፍሉይ ቅናሽ እዩ!
‎ተግባራዊ ስልጠና ግርዛት ወዲ ተባዕታይን መሰረታዊ Obstetrics Ultrasound ን
‎ብ ዓቅምን ሞያን ልምዲ ብዘለዎም ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዓበይቲ መንግስታዊ ጥዕና ትካላት ዝወሃብ!
‎🔥 ክእለትኩም ብተግባር ኣማዕብሉ
‎🔥 ሞያዊ ዓቕምኹም ኣስፍሑ
‎🔥 ጥራይ ዘለዎ ኣገልግሎት ንማሕበረሰብኩም ኣበርክቱ
‎ኣብዚ ስልጠና ትማሃሩ፦
‎✅ ብ Ringን Ring ዘይብሉን ቴክኒካት
‎✅ ድሕነት ተገልጋሊን ምክልኻል ረኽስን
‎✅ ድሕሪ ምዝዛም ሰርቲፊኬት ትረኽቡ
‎ን Health Officers • Nurses • Midwives • Doctorsን ኩሎም ብቑዓት ሰብ ሞያ ጥዕና።
‎📍 ኣብ አክሱም፣ ሽረ፣ ዓዲግራት፣ ውቕሮ፣ መቐለ፣ መሆኒ፣ ማይጨውን ኣላማታን ንህብ!
‎⚠️ ቦታ ውሱን እዩ!
‎እዚ ፍሉይ ዕድል ኣይትሕለፍዎ — ሎሚ ተመዝገቡ!
‎📞 +251 914 396 370
‎📞 +251 914 754 590
‎📱 WhatsApp: +251 914 754 590
‎📧 [email protected]
‎📍 ኣድራሻ:
‎መቐለ፣ ትግራይ — ፊት ለፊት ዓብይ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ (Commercial Bank of Ethiopia)፣ Expo Building፣ 2ይ ደርቢ፣ ቢሮ ቁ. 215
‎ማእኸል ስልጠናን ምምኻርን ጥዕናን ሕዉየት
‎Hwyet Home Based Care, CPD Training & Medical Consultancy Center
‎(MSI Ethiopia partnership)

👇 Follow us on social media for the latest updates
📱Facebook: https://www.facebook.com/oscarjobsethiopia
📱Telegram: https://t.me/oscarjobsethiopia
🎶 Tiktok: http://tiktok.com/OscarJobss
📲 Telegram: https://t.me/OscarPromotion
🎶 TikTok: http://tiktok.com/
🌐 Website: www.oscarjobs.net
__________________________________________
📱 Download Our App
https://play.google.com/store/apps/details?id=com.oscar.jobs
☎️ Call Center: 6558
Don’t miss this opportunity—apply today!
Follow ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ

‎📢 ምልክታ ን ኩሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ!‎እዚ ዕድል ንኹሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ ዝተዳለወ ፍሉይ ቅናሽ እዩ!‎ተግባራዊ ስልጠና ግርዛት ወዲ ተባዕታይን መሰረታዊ Obstetrics Ultr...
15/08/2026

‎📢 ምልክታ ን ኩሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ!
‎እዚ ዕድል ንኹሉ ሰብ ሞያ ጥዕና ትግራይ ዝተዳለወ ፍሉይ ቅናሽ እዩ!
‎ተግባራዊ ስልጠና ግርዛት ወዲ ተባዕታይን መሰረታዊ Obstetrics Ultrasound ን
‎ብ ዓቅምን ሞያን ልምዲ ብዘለዎም ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብ ዓበይቲ መንግስታዊ ጥዕና ትካላት ዝወሃብ!
‎🔥 ክእለትኩም ብተግባር ኣማዕብሉ
‎🔥 ሞያዊ ዓቕምኹም ኣስፍሑ
‎🔥 ጥራይ ዘለዎ ኣገልግሎት ንማሕበረሰብኩም ኣበርክቱ
‎ኣብዚ ስልጠና ትማሃሩ፦
‎✅ ብ Ringን Ring ዘይብሉን ቴክኒካት
‎✅ ድሕነት ተገልጋሊን ምክልኻል ረኽስን
‎✅ ድሕሪ ምዝዛም ሰርቲፊኬት ትረኽቡ
‎ን Health Officers • Nurses • Midwives • Doctorsን ኩሎም ብቑዓት ሰብ ሞያ ጥዕና።
‎📍 ኣብ አክሱም፣ ሽረ፣ ዓዲግራት፣ ውቕሮ፣ መቐለ፣ መሆኒ፣ ማይጨውን ኣላማታን ንህብ!
‎⚠️ ቦታ ውሱን እዩ!
‎እዚ ፍሉይ ዕድል ኣይትሕለፍዎ — ሎሚ ተመዝገቡ!
‎📞 +251 914 396 370
‎📞 +251 914 754 590
‎📱 WhatsApp: +251 914 754 590
‎📧 [email protected]
‎📍 ኣድራሻ:
‎መቐለ፣ ትግራይ — ፊት ለፊት ዓብይ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ (Commercial Bank of Ethiopia)፣ Expo Building፣ 2ይ ደርቢ፣ ቢሮ ቁ. 215
‎ማእኸል ስልጠናን ምምኻርን ጥዕናን ሕዉየት
‎Hwyet Home Based Care, CPD Training & Medical Consultancy Center
‎(MSI Ethiopia partnership)

‎🫃 ኣብ እዋን ጥንሲ ዘጋጥም ቀጢን፣ ፃዕዳ ፈሳሲ(Leukorrhea):‎‎💥እዚ ዓይነት ፈሳሲ ብሰንኪ ልዑል መጠን ኢስትሮጅንን ምውሳኽ ዝውውር ደም ናብ ከባቢታት ማህፀንን ይፍጠር።‎‎💥ዋና ጥ...
15/08/2026

‎🫃 ኣብ እዋን ጥንሲ ዘጋጥም ቀጢን፣ ፃዕዳ ፈሳሲ(Leukorrhea):

‎💥እዚ ዓይነት ፈሳሲ ብሰንኪ ልዑል መጠን ኢስትሮጅንን ምውሳኽ ዝውውር ደም ናብ ከባቢታት ማህፀንን ይፍጠር።

‎💥ዋና ጥቕሙ ድማ ናይ መዉለዲ መንገዲ(birth canal)ን ማህፀንን ካብ ረኽሲ ምክልኻል እዩ።

‎💥 ጥዑይን ካብቶም ኣብ መጀመርያ ኣዋርሕ ጥንሲ ዝፍጠሩን ምልክታት ሓደ እዩ።

‎🩸መዓዝ ኢና ጡዑይ ፈሳሲ እዩ እንብሎ?

‎👌ፀባ ዝመስል ፃዕዳ ወይ ድማ ፅሩይ ሕብሪ እንትህልዎ

‎👌ቀጢን ወይ ብውሑዱ ናይ ክሬም ትሕዝቶ እንትህልዎ

‎👌ሽታ ዘይብሉ እንተኾይኑ

‎👌ምሕኻኽ ወይ ምቅፃል እንድሕር ዘይብሉ

‎🩸እዚ ዓይነት ፈሳሲ ዘለዋ ጥንስቲ ክትገብሮ ዝግባእ፦

‎👌ብኣግባቡ ፅሬት ማህፀን ምሕላው፦

‎ ✍ ማለት'ውን ከባቢ ማህፀን ብፁሩይ ማይ ምሕፃብን ኩሉ ግዜ ምድራቕን።

‎👌ናይ ጡጥ ውፅኢት ውሽጢ ስረታት(ፓንት) ምዝውታር

‎👌ሽታ ዘለዎም ሳሙናታት፣ኬሚካላትን ናይ ማህፀን መሕፀቢታትን(Douches) ናብ ውሽጢ ማህፀን ዘይምጥቃም።

‎🩸ናብ ጥዕና ትካል መዓዝ ክትከዲ ኣለኪ?

‎👌ቆፃል፣ ብጫ፣ ሓመደዋይ ወይ ድማ ግራጫማ ዓይነት ፈሳሲ ማህፀንን እንትህሉ

‎👌ሽታ ዘለዎ ፈሳሲ እንትህሉ

‎👌ርጉኦ ወይ ኣጁቦ ዓይነት ፈሳሲ እንትህሉ

‎👌ምሕኻኽ፣ ምቅፃል፣ ምሕባጥ ወይ ቃንፃ ብልዕቲ እንትህሉ

‎👌መድመይቲ ወይ ጠብታ ደም እንትርኣ

‎✳️✳️ኣብ ፍሉይ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ጥንስን ሕማማት ማህፀንን ናዲና ምርመራን ሕክምናን ኩሉ ዓይነት ፈሳሲ ማህፀን ኣብ እዋን ጥንስን ካብ ጥንሲ ወፃእን ብስፔሻሊስት ሓኪም ይረኽባ/ቡ።

‎ብ ዶ/ር ወልዳይ ኣባዲ
‎| ስፔሻሊስት ጥንስን ሕማማት ማህፀንን |

‎"ንጥዕነኦም ቀዳምነት ንህብ!"

‎🏨 ፍሉይ ስፔሻሊቲ ክሊኒክ ጥንስን ሕማማት ማህፀንን ናዲና ( Nadina Obstetrics And Gynecology Speciality Clinic)
https://www.facebook.com/abadi.welday
‎🔵https://t.me/weldeabe

‎👌👌ኣብ ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሰን ከባቢኣን ብሕታዊ ስፔሻሊስት ሓኪም ጥንስን ሕማማት ማህፀንን ዝኾኑ ብ ዶ/ር ወልዳይ ኣባዲ ኣገልግሎት ይረኽቡ!
‎✳️✳️ናብ ኩሉ ንኽባፃሕ Like, Share, Follow ምግባር ኣይትረስዑ

✂️ ፍሉይ ቅናሽ — ተግባራዊ ስልጠና ግርዛት ወዲ ተባዕታይክእለትኩም ኣማዕብሉ፣ ሞያዊ ኣገልግሎትኩም ኣስፍሑ፣ ጥራይ ዘለዎ ኣገልግሎት ንማሕበረሰብ ኣበርክቱ! ✂️ሕዉየት ናይ ገዛ ክንክን፣ ም...
13/08/2026

✂️ ፍሉይ ቅናሽ — ተግባራዊ ስልጠና ግርዛት ወዲ ተባዕታይ

ክእለትኩም ኣማዕብሉ፣ ሞያዊ ኣገልግሎትኩም ኣስፍሑ፣ ጥራይ ዘለዎ ኣገልግሎት ንማሕበረሰብ ኣበርክቱ! ✂️

ሕዉየት ናይ ገዛ ክንክን፣ ምኽሪ ጥዕናን CPD ማሰልጠኒ ማእከልን ምስ MSI Ethiopia ብምትሕብባር፣ ንሰብ ሞያ ጥዕና ብዓቢ ፍሉይ ቅናሽ ተግባራዊ ስልጠና ግዝረት ወዲ ተባዕታይ ይህብ።

🎓 ተግባራዊ ስልጠና
✂️ ብ Ring እና Ring ዘይብሉ ቴክኒካት
🛡️ ድሕነት ተገልጋሊን ምክልኻል ረኽስን
📜 ሰርቲፊኬት ድሕሪ ምዝዛም ስልጠና

👨‍⚕️ ንHealth Officers • Nurses • Midwives • Doctors • ካልኦት ብቑዓት ሰብ ሞያ ጥዕና

🔥 እዚ ፍሉይ ቅናሽ ዕድል ኣይትሕለፍዎ! ክእለትኩም ብተግባር ኣማዕብሉን ሞያዊ ዓቕምኹም ኣስፍሑን። ቦታ ውሱን እዩ — ሎሚ ተመዝገቡ!

📍 ኣድራሻ: መቐለ፣ ትግራይ — ኣንጻር ዋና ጨንፈር Commercial Bank of Ethiopia፣ Expo Building፣ 2ይ ደርቢ፣ ቢሮ ቁ. 215

📞 +251 914 396 370 | +251 914 754 590
📧 [email protected]
📱 WhatsApp: +251 914 754 590

ሕዉየት — ሰብ ሞያ ጥዕና ንምብቃዕ • ጥዕና ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ

🩺 ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STIs): ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎልሙዳት ሕቶታት1. ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ምልክት ዘይብሎም ክኾኑ ይኽእሉ ዶ?2. ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ...
13/08/2026

🩺 ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STIs): ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ

ልሙዳት ሕቶታት
1. ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት ምልክት ዘይብሎም ክኾኑ ይኽእሉ ዶ?

2. ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት መዓስ ክምርመር ኣለኒ?

3. በይነይ ተሓኪመ ኣይደሓንኩን መፃምደይ ኣብዩ/ያ

4. ምስ ካንሰር መኻንነት ይተሓሓዝ ዶ?

5. ጥኑሳት መዓስ ክምርመራ ይግባእ?

ብ ዶር ኣቤል ግደይ ከበዶም

✅ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STIs) ልሙዳት ኮይኖም ንዝኾነ ጾታዊ ርክብ ዝፍጽም ሰብ ከጥቅዑ ይኽእሉ።
📌ብዙሓት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ዝኾነ ምልክት ስለዘየስዕቡ፡ ሓደ ሰብ ከይፈለጠ ረኽሲ ክህልዎን ብዘይፍላጥ ናብ ካልኦት ከሕልፎን ይኽእል።

✍️ልሙዳት ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት

* ክርክር
* ሕማም ጅግል
* ሕማም ፍንጣጣ
* ኤችኣይቪ
* ቫይረስ ፓፒሎማ ሰብ (HPV)
* ምቺ ብልዕቲ
* ሄፓታይተስ ቢ
* ትራይኮሞኒያሲስ ዝበሃል ሕማም

☝️ክህልዉ ዝኽእሉ ምልክታት

✅ ኣብ እዋን ሽንቲ ቃንዛ ወይ ምንዳድ

✅ ካብ ብልዕቲ ወይ ርሕሚ ዘይልሙድ ፈሳሲ

✅ ኣብ ከባቢ ስጋዊ ርክብ ቁስሊ፡ ኣብ ኣፍ ዝወፅእ ዝመስሉ ምቺ እኩብ ሕበጣት ወይ ልሓፃት

✅ ቃንዛ ታሕተዋይ ክፋል ከብዲ ወይ ሽምጢ

✅ ረስኒ (ብፍላይ ምስ ፍንጣጣ)

✅ ሕበጥ ጽክታት ሊምፍ

⚠️ ዘክር፦ ብዙሓት ሰባት ብፍጹም ምልክት ሕማም የብሎምን።

ከመይ ጌርካ ንነብስኻ ትከላኸል

✅ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጾታዊ ርክብ ኣብ እትፍጽመሉ እዋን ኮንዶም ብትኽክል ምጥቃም።

✅ ቁጽሪ ናይ ጾታዊ ርክብ መጻምድቲ ገደብ ብምግባር ብግልጺ ምዝርራብ።

✅ ብፍላይ ሓድሽ መጻምድቲ እንተሃልዩካ ብስሩዕ መርመራ ግበሪ/ሩ

✅ ክታበት ብፍላይ ንሂፓተይተስን ሄችፒ ቪን

✅ መርፍእ ወይ በሊሕ ነገራት ካብ ምክፋል ምቑጣብ።

✅ ብሓባር ምሕካም

ብጾታዊ ርክብ ዝፍጸም ሕማም ተረኺብካ እንተድኣ ተረጋጊጹ፡ ሕክምናኻ ንጾታዊ መጻምድትኻ/መጻምድትኻ ኣፍልጦም ምእንቲ ክምርመሩን ክሕከሙን።

መዓስ ኢኻ ክትምርመር ዘለካ?

🛑 ድሕሪ መከላኸሊ ዘይብሉ ጾታዊ ርክብ

🛑 ቅድሚ ሓድሽ ጾታዊ ርክብ ምጅማርካ

🛑 ምልክታት እንተሃልዩካ

🛑 መጻምድትኻ ብሕማም STI እንተተለኺፉ

🛑ኣብ እዋን ጥንሲ

‼️ብኣግኡ ምሕካም ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ።

ዘይተሓከሙ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ናብ

✅መኻንነት፡

✅ሕዱር ቃንዛ ሽምጢ፡

✅ጸገማት ጥንሲ፡

✅ሕማም ጸላም ከብዲ፡

✅ መንሽሮታት ከስዕቡ ይኽእሉ፡

✅ኤችኣይቪ ናይ ምጥራይ ወይ ምትሕልላፍ ክውስኹ ይኽእሉ።

💙 ጾታዊ ጥዕናኻ ተኸናኸን። ምቅላዕ ምልክት ሓላፍነት እዩ- ሕፍረት ኣይኰነን። ብኣግኡ ምርመራን ሕክምናን ንዓኻን ንመጻምድትኻን ይከላኸለልካ።

#ጾታዊ ጥዕና #ውሑስ ጾታዊ ርክብ #ኩነታትካ ፍለጥ #ጥዕና ህዝቢ #ትምህርቲ ጥዕና

02/08/2026

‎📢 መልእኽቲ ጥዕና

‎ሰላም፣
‎👉ኣብዚ እዋን ብዛዕባ ኩነታት ጸጥታ ሻቕሎት ክህሉ ይኽእል እዩ። ከም ሞያዊ ጥዕና ህዝቢ ግን ዝስዕብ ምኽሪ ነቕርብ፦
‎• ዘይተረጋገጸ ወረ ኣይተዘርግሑ፤ ሓቂን ዝተረጋገጸ ሓበሬታ ጥራይ ተኸታተሉ።
‎• ዝወስድዎ መድሓኒት እንተሎኩም ንብዙሕ መዓልታት ዝኣክል ኣዳልዉ።
‎• ንጹህ ማይ፣ ዘይበላሾ ምግቢ፣ ናውቲ ቀዳማይ ረድኤት፣ ናውቲ ጽሬትን ኣገደስቲ ሰነዳትኩምን ኣብ ቀረባ ኣዳልዉ።
‎• ህጻናት፣ ነፍሰ ጾራት፣ ኣረጋውያንን ሕሙማትን ፍሉይ ክንክን ይግበሩ።
‎• ምስ ስድራቤትኩምን ጎረባብትኹምን ርክብ ኣይትቋርጹ፣ ብፍርሒ ዘይኮነ ብጥንቃቐ ተንቀሳቐሱ።
‎👉ጭንቀትን ፍርሕን ንጥዕና ስለ ዝጎድኡ፣ ምስ ስድራቤትን ፈተውትን ተዘራረቡ፣ ሕድሕድኩም ተደጋገፉ።

‎👉ሓሰት ወረ ኣይተዘርግሑ፤ ቅድሚ ምክፋል ሓበሬታ ምንጩ ኣረጋግጹ።
‎• ካብ ናይ ጥዕናን ናይ ኣካባቢኹምን ዝወጽእ መምርሒ ተኸታተሉ።
‎👉 ንሰባት ሕዱር ሕማም ዘለዎም (ሽኮር፣ ጸቕጢ ደም፣ ሕማም ልቢ፣ ኩሊት፣ ኣስምን ካልኦትን):

‎👉እትወስድዎ መድሓኒት ንብዙሕ መዓልታት ዝኣክል ኣቐዲሞም የዳልዉ።

‎👉መድሓኒቶም ብዘይ ምቁራጽ ብእዋኑ ይውሰዱ።

‎👉ናይ ሕክምና ካርዶም፣ ውጽኢት ምርመራን ዝርዝር መድሓኒቶምን ዝሓዘ መረዳእታ ይሓዙ።

‎👉ጥዕና ማለት ጥራይ ዘይምሕማም ኣይኮነን፤ ኣብ ግዜ ፈተና ንሕድሕድና ምትሕልላይ፣ ምድግጋፍን ተስፋ ምሃብን እውን እዩ። ኩልና ብሓልዮትን ሓድነትን ንቐጽል። ደሓን ኩኑ፣ ጥዕናኹም ሓልዉ (Stay safe and take care!)."❤🥺🙏🙌

‎ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን CPD ስልጠና ማእኸልን ምምኻር ጥዕናን /Hwyet Home based care,CPD training & medical consultancy center . 🚨🚑 👩‍⚕️👨‍⚕️ 💉 🏥🧑‍⚕️
‎📍 መቐለ – ቀዳማይ ወያነ ፊትለፊት ዓብይ ንግዲ ኢትዮጵያ
‎񇠠+251 914 396 370 / +251914754590
‎ኣድራሻና፡ መቐለ ፊት ለፊት ዓብይ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ Expo ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 215


📣🚀 OPPORTUNITY ALERT 🚀📣🇪🇹 FREE 4-Day Implementation & Team Science Training for Ethiopian Researchers & Health Professio...
27/07/2026

📣🚀 OPPORTUNITY ALERT 🚀📣

🇪🇹 FREE 4-Day Implementation & Team Science Training for Ethiopian Researchers & Health Professionals

Are you a researcher, health professional, policymaker, doctoral student, or representative of a community-based health organization interested in improving healthcare through implementation science?

✨ This is a great opportunity to join a FREE 4-day intensive training led by experts from: 🔹 Emory University 🔹 Addis Ababa University 🔹 University of Gondar

📚 What You Will Learn: 🔹 Fundamentals of Implementation Science 🔹 Team Science & Collaborative Research 🔹 Translating Research into Policy and Practice 🔹 Practical Case Studies on Non-Communicable Diseases (NCDs)

👥 Who Can Apply? 🔸 Researchers 🔸 Health Professionals 🔸 Doctoral Students/Researchers 🔸 Policymakers 🔸 Community-Based Health Organizations

📍 Venue: Ramada by Wyndham, Addis Ababa 📅 Date: September 28 – October 1, 2026 ⏳ Duration: 4 Days 💰 Participation: FREE

📝 Application Deadline: July 31, 2026

🔗 Apply here: https://redcap.link/Titans.2026

🙏 If this opportunity is not for you, please share it with others who may benefit.

📲 Follow Hwyet for more opportunities, health training, scholarships, conferences, and professional development opportunities:

📢 Telegram Channel: https://t.me/hwyet1212

‎🫃ኣብ እዋን ጥንሲ ንነዊሕ ስዓት ጠጠዉ ምባል ዘስዕቦም ፀገማት🤰‎‎💥ኣብ እዋን ጥንሲ ንነዊሕ እዋን ጠጠው ምባል ናብ ማህፀን ዝኸይድ ስርዓተ ዝውውር ደም ስለዝዓግት ናይ እግሪ ምሕባጥ፣ ቃን...
25/07/2026

‎🫃ኣብ እዋን ጥንሲ ንነዊሕ ስዓት ጠጠዉ ምባል ዘስዕቦም ፀገማት🤰

‎💥ኣብ እዋን ጥንሲ ንነዊሕ እዋን ጠጠው ምባል ናብ ማህፀን ዝኸይድ ስርዓተ ዝውውር ደም ስለዝዓግት ናይ እግሪ ምሕባጥ፣ ቃንዛ ሑቖን ፀረውረው ምባልን የስዕብ።

‎💥ካብ ዓቐን ንላዕሊ ጠጠው ምባል(ልዕሊ 25 ስዓታት ኣብ ሰሙን) ድማ ተቓላዕነት ኣብ ዘይመዓልቱ ምጅማር ሕርሲ፣ ዝሕቱል ዕብየት ድቂን ካብ ዓቐን ንታሕቲ ክብደት ህፃንን ንኽህሉ ይገብር።

‎💥ብሓፈሻ ኣብ እዋን ጥንሲ ንነዊሕ ስዓት ጠጠው ምባል እዞም ዝስዕቡ ሳዕቤናት ይፈጥር፦

‎🩸🩸ኣብ ኣዶ ዘጋጥሙ ሳዕቤናት፦

‎ 👌ሕበጥ ከብዲ እግሪ፣ ቃንዛ እግሪን ናይ ጭዋዳ ምድኻምን

‎ 👌 ቃንዛ ሑቖን ከባቢታት ማህፀንን

‎ 👌ሃንደበታዊ ቀልቢ ምስሓብን ፀረውረው ምባልን

‎ 👌ዓጣሪ ቬይን ምፍጣር

‎🩸🩸ኣብ ህፃንን ሕርስን ዘጋጥሙ ሳዕቤናት፦

‎ 👌ዝሕቱል ዕብየት ህፃን

‎ 👌ኣብ ዘይመዓልቱ ዝጅምር ሕርሲ

‎🩸🩸ክንትግብሮም ዝግብኡ ተግባራት፦

‎ 👌በብ 30–60 ደቒቓ ኮፍ ምባል ወይ ምንቅስቓስ

‎ 👌እኹል ፈሳሲ ምስታይ

‎ 👌ዝምቹ ጫማ ምግባር

‎ 👌ኣብ እዋን ዕረፍቲ እግርኻ ሓፍ ኣቢልካ ምዕራፍ

‎📌📌 ኣስተውዕሊ፦ ሓልሓሊፉ ጠጠው ምባል ፀገም ኣይኮነን፤ ነገር ግን ምቕናስ ልነዊሕ ስዓት ብዘይምቁራፅ ጠጠው ምባል ንኣዶን ጥንስን ጥዕና ጠቓሚ እዩ።

‎ብ ዶ/ር ወልዳይ ኣባዲ
‎| ስፔሻሊስት ጥንስን ሕማማት ማህፀንን |

‎✨ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን CPD ስልጠና ማእኸልን ምምኻር ጥዕናን /Hwyet Home based care,CPD training & medical consultancy center . 🚨🚑 👩‍⚕️👨‍⚕️ 💉 🏥🧑‍⚕️
‎📍 መቐለ – ቀዳማይ ወያነ ፊትለፊት ዓብይ ንግዲ ኢትዮጵያ
‎񇠠+251 914 396 370 / +251914754590
‎ኣድራሻና፡ መቐለ ፊት ለፊት ዓብይ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ Expo ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 215
‎+251914396370
‎+251914754590 ብማሕበራዊ ሚድያታትና ይከታተሉና
‎Telegram Channel: https://t.me/hwyet1212
‎Telegram Group: https://t.me/hwyet12
‎page: https://web.facebook.com/profile.php?id=6155

🌟 Great Meeting Today! 🌟We had a very successful meeting at Hwyet Home Based Care, Health Consultancy & CPD Training Cen...
21/07/2026

🌟 Great Meeting Today! 🌟
We had a very successful meeting at Hwyet Home Based Care, Health Consultancy & CPD Training Center with the President and management of the Tigray Nurses Association.
We discussed future collaboration on joint health programs, CPD training, capacity building, and other important areas to strengthen healthcare in Tigray.
We are happy to move forward with signing an MOU soon!
Excited for this partnership 💪

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ሕዉየት ሕክምና ገዛንገዛን Cpd ስልጠና ማእኸልን ጥዕና posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share