23/10/2024
እንህቦም ኣገልግሎታት:
✍ ምሉእ ምርመራን ክትትልን ሕማማት ዓይኒ ህፃናትን
ዓበይትን
✍️ መነፅር ምርመራን ስራሕትን
✍️መጥባሕቲ ሞራ ዓይኒ
✍ መጥባሕቲ ንሕማም ግላኮማ
✍️ምስትኽኻል ምሕውላል ዓይኒ
✍መጥባሕቲ ሕክምና ዝተፈላለዩ ሃንደበታዊ ሕማማት
ዓይኒ
✍ መጥባሕቲ ምሕታም ትቦ ንብዓት ዓይኒ
✍ምርመራን መጥባሕትን ዝተፈላለዩ ካብ ሽፋን ዓይኒ
ዝለዓሉ ሕበጣት።
✍ ምርመራን ክትትልን ምስ ውሽጣዊ ሕማማት (ንኣብነት
ከም ሕማም ሽኮርን ምውሳኽ ፀቕጢ ደምን) ዝተሓሓዙ
ሕማማት ዓይኒ
✍ ብሓፈሻ ሙሉእ ግልጋሎት ምኽርን ሕክምናን ዓይኒ
ምሃብ ከምዝጀመርና ክነበስር ንፎቱ።